ውቑር ገዳም ኪዳነ ምህረት ኣፈ ጌታ ን ፋሲካ ክትምረቕ እያ ኣብ ዝተረፈ ንበረከት ንሳተፍ ኣዴና እማሆይ ወለተስላሴ ንብዓተን ሪኢካ ኣዶ ኣለዋና እዩ ዘብል
ክስሚ ናይ ዓመቱ ሚካኤል ኣብ መረባ ገዛና ምስ ወለደይን ከሰምቲ ቤተሰብን ሓወይ ለካ በዚ ዕለት ብፆቱ ተሰዊኦም ንሱ ዝተረፈላ ዕለት ነይራ ሎሚ ነጊሩኒ